ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ጎንደር ካብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተኣሰሩ ተገሊፁ። ካብቲ መዓስከር ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ስደተኛታት፣ ኣብቲ ዝሓለፈ ...
ፕረዚደንት ሰሪል ራማፎዛ ኣብ መንጎ ፖሊስን ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣብ ጎድጓድ ዘለዉ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ማዕድን ዘውፅኡ ዝነበሩን ዘሎ ምፍጣጥ ንህይወት ሰባት ኣብ ሓደጋ ዘውድቅ ክኸዉን የብሉን ብምባል ...
ኣብ ከተማ ቤይሩት ዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ ንሓላፊ መሓውራት ዜና ሕዝቦላህ ሓዊሱ ሽዱሽተ ሰባት ድሕሪ ምቕታሉ ኣብያተ ትምህርቲ'ታ ከተማ ሎሚ ሰኑይ ተዓጽየን ውዒለን ኣለዋ።። እቲ መጥቃዕታት ነፈርቲ ...
ኢጣልያ ኣብ ኣልባንያ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት መጽንሒ ስደተኛታት ንምድላው ዘውጽኣቶ ፖሊሲ ሕጋዊ ዕንቅፋት ገጢሙዎ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሮማ ዝርከቡ ዳያኑ'ታ ሃገር ነቲ ጉዳይ ናብ ቤት ፍርዲ ፍትሒ ሕብረት ...
ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ነበር ኣሕመድ መሓመድ ማሕሙድ ሲላኒዮ ሎሚ ዓርቢ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሚኦም ከምዝዓረፉ ቴሌቭዥን ሶማሊላንድ ኣፍሊጣ። ንሶም ኣብ 2010 ብድምፂ ህዝቢ ተመሪፆም ንሓሙሽተ ...
The code has been copied to your clipboard.
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓለም ካልኣይ ቀታሊ ሕማም ኮይኑ ዘሎ ሕማም መንሽሮ ብዝምልከት ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ሕብረተሰብ ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይ ዝነጥፍ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ በዓል ሞያ ሕማም መንሽሮ ዶ/ር ...
ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ረቡዕ ትማሊ ረቡዕ ናብ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ተመሊሶም ንኽልቲኦም ቤት ምኽርታትን ዋይት ሃውስን ብምብፃሕ ነቲ ንኻልኣይ ግዘ ዝዳለውሉ ዘለዉ መዝነቶም ዘለዎም ...
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ሎሚ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ። ዞባዊ ውጥሪ ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ኣድመጽቲ ፕረዚደንቶም ክመርጹ ውዒሎም ኣለዉ። ኣብ ሶማሊላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ድማ ዝሰዓረ ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማሊላንድ ንኢዱ። ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ብምኽንያት ኣብ ሶማሊላንድ ዝተሳለጠ ሰላማዊን ...
ሎሚ ረቡዕ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ዋሺንግተን ዲሲ፡ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ተራኺቦም ንውሑስ ምስግጋር ስልጣንን ...
ነበርቲ ርእሰ-ከተማ ህንዲ ዝዀነት ኒው-ደልሂ፡ ሎሚ ረቡዕ ኣብታ ከተማ ብዝተራእየ ዒግታ ትኪን ብኩል ኣየርን ንምንቅስቓስ ኣዝዮም ከም ዝተጸገሙ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ሓቢሩ። እቲ ዝተራእየ መጠን ...